ብሓያሎ ክስታት መስርሕ ፍርዲ ክከታተል ዝጸንሐ ፕረዚደንት ፈረንሳ ነበር ኒኮላስ ሳርኮዚ፡ ንመስርሕ ፍርዲ ከተዓናቕፍ ስለ ዝፈተነ፡ ንገበኛታት ዝግበር መከታተሊ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒ ክእሰረሉ ቤት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ሎሚ ዓርቢ ውሳነ የሕሊፉ። ኣብ ታሪኽ ፈረንሳ መራሒ ሃገር ነበር መከታተሊ ክእሰረሉ ናይ ...
ባህላዊ መሳርሒ ሕርሻ፣ ናውቲ ገዛን ናይ ህንጻ ኣቑሑት ካብ ሓፂነ መፂን ዘፍርዩ ሰብሞያ ኢደ ጥበብ ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ ካብ ማሕበረሰብ ይግለሉ፣ ይስደዱ፣ ይወቅዑ ብተወሳኺ ድማ ከቢድ ቅትለት ...